ዘይዛሪ ሓምለዋይ አሰር ብምንባር ሙሉ ዓመት ብንጥፈት ብምስራሕ ሃገርና ነልምዕ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

103


ኣዲስ
ኣበባ/ ታሕሳስ/10/ 2016 /ኢዜአ/ዘይዛሪ ሓምለዋይ አሰር ብምንባር ሙሉ ዓመት ብንጥፈት ብምስራሕ ሃገርና ነልምዕ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(/)ገሊፆም

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ  ቐፃሊ ዓመት ምድላው ፈልሲ ይካየድ ኣሎ ኢሎም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም