ፊፋ 32 ጋንታታት ዝሳተፋሉ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ምድላዉ ኣፍሊጡ

100


 

ኣዲስ ኣበባ/ ታሕሳስ/8/ 2016 /ኢዜአ/ዓለም ለኸ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ(ፊፋ) 32 ጋንታታት ዝሳተፋሉ ዓለም ለኸ ውድድር ፅዋዕ ምድላዉ ኣፍሊጡ።

ኣብ ዝተፈላለዩ ምድባት ቻምፒዮንስ ሊግ ዝተሳተፋ ጋንታታት  ካብ 15 ሰነ ክሳብ 13 ሓምለ 2025 .. ግጥመንከምዝካየዳ ተገሊፁ።

ፕሬዚዳንት ፊፋ ጂያኒ ኢንፋንቲኖ፥ መርሃ ግብሪ እቲ ውድድር፥ ስሩዕ ፀወታታት ሊግን ዓለም ለኸን ብዘይዳፋእ አግባብ  ከምዝተሰናደአ ተዛሪቦም።

እተን 32 ጋንታታት፥ ኣብ ዝተፈላለያ ኣህጉራት ካብ ዝርከባ ሽዱሽተ ኮንፌዴሬሽናት ዝተውፃእፅኣ ጋንታታት ከምዝኾና ተሓቢሩ።

ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ዓማውቲ ፅዋዕ ቻምፒዮንስ ሊግ ዘልዓለ፥ ጋንታ ቼልሲ፣ ማንቼስተር ሲቲን ሪያል ማድሪድን ብዘይ ምንም ምፅራይ ኣብቲ ውድድር ክሳተፋ ኢየን ክብል ቢቢሲ ስፖርት ፀብፂቡ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም