መዓልቲ መበል 18 ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ብዝምልከት “26 ሕዳር መዓልቲ ብዝሃነት” ብዝብል ዓውደ ርእይ ባህሊ ኣብ ጅግጅጋ ተኸፊቱ። - ኢዜአ ትግርኛ
መዓልቲ መበል 18 ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ብዝምልከት “26 ሕዳር መዓልቲ ብዝሃነት” ብዝብል ዓውደ ርእይ ባህሊ ኣብ ጅግጅጋ ተኸፊቱ።
መዓልቲ መበል 18 ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ብዝምልከት “26 ሕዳር መዓልቲ ብዝሃነት” ብዝብል ዓውደ ርእይ ባህሊ ኣብ ጅግጅጋ ተኸፊቱ።
ናይ ሎሚ ዘበን መበል 18 ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታት “ብዝሃነትን ማዕርነትን ንሃገራዊ ሓደንት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ጅግጅጋ እናተኸበረ ይርከብ።