ከተማ ጅማ ንነበርታ ምችውቲ፣ፅርይትን ሰሓቢትን ንምግባር ዝተጀመሩ ስራሕቲ ብትኹረት እናተሳለጡ እዮም



 

ጅማ/ሕዳር 22/2016 (ኢዜኣ) ከተማ ጂማ ንነበርታ ምችውቲ፣ፅርይትን ሰሓቢትን ንምግባር ዝተጀመሩ ስራሕቲ ብትኹረት እናተሳለጡ ከምዝኾኑ ማዘጋጃቤት እታ ከተማ ገሊፁ።

ኣብ ከተማ ጅማ ከባቢ ሩባ ኣዌቱ ስራሕቲ ልምዓት፣መዘናግዒ ፓርክታትን መንገድታት ኣስፋልቲ ውሽጣ ውሽጥን እናተሃነፁ እዮም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም