ፆር ዕዳ ዘለወን ሃገራት ፈተና  ለውጢ ከባብያዊ አየር ክፃወራ ኣይኽእላን - ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

98

ኣዲስ ኣበባ/ ሕዳር/22/ 2016 /ኢዜአ/ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (/) ፆር ዕዳ ዘለወን ሃገራት ፈተና  ለውጢ ከባብያዊ አየር ክፃወራ ከምዘይኽእላ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ለውጢ ከባብያዊ አየር ብዝምልከት መደረ ኣስሚዖም።

ኣብ መደረኦም ድማ ዝተጎድኣ ሃገራት ፆር ዕዳ ንምንካይ፣ ንብረት ኣየር ንምፅዋርን ፍትሓዊን ዘላቕነት ዘለዎን ዕቤት ኢኮኖሚ ሸቶአን ንኸዕውታ ኣባል ሃገራ ጉጅለ 20 ሰፊሕን እዋኑ ዝሓቶ ትልሚ ምቅላል ዕዳን ተግባራዊ ክገብራ ከምዝግባእ አገንዚቦም

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም