አብቲ ክልል ዝዓሰለ ሰላም ብምሕላው ንሕቶታት ልምዓት ህዝቢ ንምምላሰ ዝተጀመሩ ስርሓቲ ጎልቢቶም ክቅፅሉ እዮም -ርዕሰ ምምሕዳር አሻድሊ ሀሰን - ኢዜአ ትግርኛ
አብቲ ክልል ዝዓሰለ ሰላም ብምሕላው ንሕቶታት ልምዓት ህዝቢ ንምምላሰ ዝተጀመሩ ስርሓቲ ጎልቢቶም ክቅፅሉ እዮም -ርዕሰ ምምሕዳር አሻድሊ ሀሰን
ግልገል በለስ/ሕዳር/20/2016/ኢዜአ/ አብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ዝዓሰለ ሰላም ብምሕላው ንሕቶታት ልምዓት ህዝቢ ንምምላሰ ዝተጀመሩ ስርሓቲ ጎልቢቶም ከም ዝቅፀሉ ርዕሰ ምምሕዳር አሻድሊ ሀሰን ገሊፆም።
አብቲ ክልል ምበል 18 ማዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን መዛዘሚ መርሃ ግብሪ አብ ዞባ መተከል ከተማ ግልገል በለስ ሎሚ ተከቢሩ።