ብኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ልኡኽ  ቅድመ ምድላው መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ንምዐዛብ ከተማ ጂግጂጋ ኣቲዩ።


 

ኣዲስ ኣበባ/ዝፍለጥ ሕዳር/18/ 2016 /ኢዜአ/ብኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ልኡኽ  ከተማ ጂግጂጋ ኣቲዩ።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ናብታ ከተማ ዝኸደሉ ምኽኒያት፥ ቅድመ ምድላው መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን በዓል ንምዕዛብ ከምዝኾነ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን እቲ ቤት ምኽሪ ተረፈ በዳዳ ሓቢሮም

ክልል ሶማሌ ነቲ በዓል ጠሚቱ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት፣ ሓድነት ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ዘጠናኽር ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ተግባራት የሳለጥ ከምዘሎ ዝፍለጥ እዩ

 

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም