ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ፆታዊ መጥቃዕቲ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ዘሳልጥ መድረኽ ንምስታፍ  ደቡብ ኣፍሪካ ኣትየን


 

ኣዲስ ኣበባ/ ሕዳር/18/ 2016 /ኢዜአ/ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ፆታዊ መጥቃዕቲ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ዘሳልጥ መድረኽ ንምስታፍ  ደቡብ ኣፍሪካ ኣትየን።

እቲ ጉባኤ  ሎሚ እውን  ከምዝቕፅል ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ  ሓበሬታ ሂቡ አሎ

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ አብቲ ስፍራ እንትበፅሓ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ሙክታር ከድር አብዱ (/) ኣቀባብላ ገይረሙለን።

 

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም