ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ


ቀዳማይ
ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ መበል 20 ጉባኤ ትካል ኢንዱስትሪ ሕቡራት መንግስታት ከም ናይ ኽብሪ ጋሻ ኣብ ዘቕረብዎ ቑልፊ መደረ ለውጢ ፖሊሲ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዕብየት ብዝሃ ዝተገበረ ኢንቨስትመንት፣ ንሓምለዋይ ልምዓትን ፅሩይ ፍልፍል ሓይልን  ንስራሕቲ ማሕበራዊ ልምዓትን ዝተውሃበ ጠመተ ኣልዒሎም።

 ኣብዚ ተመስሪቶም ንኹሉ ዝሓቁፍ ዘላቒ ልምዓት ኢንዱስትሪ ንክህሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም