ዓቕሚ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ንምጉልባት ስራሕቲ ምምሕያሽ ገዛኢ መምርሒ ከምዝተጀመረ ተሓቢሩ - ኢዜአ ትግርኛ
ዓቕሚ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ንምጉልባት ስራሕቲ ምምሕያሽ ገዛኢ መምርሒ ከምዝተጀመረ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ/ ሕዳር/17/ 2016 /ኢዜአ/ዓቕሚ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ንምጉልባት ስራሕቲ ምምሕያሽ ገዛኢ መምርሒ ከምዝተጀመረ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣመልኪቱ።
እቲ ሚኒስቴር ትግበራ ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ሲዔቡ ልዕሊ 22 ነጥቢ 7 ሚሊየን መምሀሪ መፃሕፍቲ 2ይ ብርኪ ብምሕታም÷ ልዕሊ 10 ሚሊየን ንክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ከምዘከፋፈለ እውን ገሊፁ።
ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ንዝካየድ መበል 32 ጉባኤ ትምህርቲ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ቅድመ ምኽክር እናተኻየደ እንትኸውን÷ እቲ መድረኽ ሓፈሻዊ ትምህርትን ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን ብዝብል ኣብ ክልተ መድረክ እናተሳለጠ ይርከብ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ዕድላት “ራስ ገዝነት” ማሕለኻታቱንዝብሉን ካልኦትን መፅናዕታዊ ፅሑፋት ዝቐረቡ እንትኾኑ ብመዳይ እዚ ካዓ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ተሞክሮ ታቱ ለጊሱ፡፡