ካብ ሃገራት ብሪክስ ዝተውፃእፅኡ ዳያኑ ዘካተተ ሴሚናር ኣብ ቻይና ቤጂንግ ይካየድ ኣሎ


 

ኣዲስ ኣበባ/ ሕዳር/17/ 2016 /ኢዜአ/ካብ ሃገራት ብሪክስ ዝተውፃእፅኡ ዳያኑ ዘካተተ ሴሚናር ኣብ ቻይና ቤጂንግ ይካየድ ኣሎ፡፡

ኣብቲ ሴሚናር ብፕሬዚዳንት ቀዳማይ ደረጃ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣይተ ኪያር ዝተመርሐ ልኡኽ ሰለስቲኦም ኣቢያተ ፍርዲ እናተሳተፈ ይርከብ፡፡

ኣብቲ መድረኽ ካብ ኢትዮጵያ ብተወሳኺ ካብ ብራዚልን ግብፂን ሓዊሱ ካብ ሚኒስቴር ፍትሒ እተን ሃገራት ዝተወከሉ ላዕለዎት ሓለፍቲ ተረኪቦም፡፡

ኣብ ኢትዮጵያ እውን ካብ ሚኒስቴር ፍትሒ ዝተወከሉ ዓቀብቲ ሕጊ እናተሳተፉ ከምዝኾኑ ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም