ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር አብይ አህመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ቪየና-ኦስትሪያ አትዮም - ኢዜአ ትግርኛ
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር አብይ አህመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ቪየና-ኦስትሪያ አትዮም
አዲስ አበባ ሕዳር /17/2016/ኢዜአ/ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር አብይ አህመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውንአብ መበል 20 ሓፈሻዊ ጉባኤ ትካል ልምዓት ኢንደስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንምስታፍ ቪየና-ኦስትሪያ አትዮም ።
አብቲ ጉባኤ ናይ ክብሪ ጋሻ ኮይኖም ቀንዲ መደረ ናይቲ ጉባኤ ከቅርቡ ምኩኖም ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረከብናዮ መረዳእታ የመላክት።