ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

 

ኣዲስ ኣበባ /ሕዳር/16/ 2016 /ኢዜአ/ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ።

ብመሰረት እዚ፦

1-ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪ

2-ኣይተ ጥራቱ በየነ ብምክትል ከንቲባ መዓርግ ሓላፊ ቢሮ ስራሕን ክእለትን

3-/ ሂክማ ኬይረዲን ዋና ኣካያዲት ስራሕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ

4-/ ሃቢባ ሲራጅ ሓላፊት በዓል መዚ ምምሕዳር ትካላት ልምዓት መንግስቲ

5-/ ጣሰው ገብሬ ሓላፊ ቢሮ ፐብሊክ ሰርቪስን ልምዓት ሓይሊ ሰብን

6-ኣይተ ሰለሞን ኣማረ ሓላፊ ቢሮ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን

7-ኣይተ ተክሌ በዛብህ ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ ኣዲስ ኣበባ

8-ኣይተ ኣውራስ ከበደ ሓላፊ በዓል መዚ ፍቓድን ቁፅፅርን ህንፀት

9-ኣይተ ሲሳይ ጌታቸው ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳር መሬት

10-/ ፅጌወይኒ ካሳ ሓላፊት ቢሮ ለምዓት ኣባይቲ

11-/ ወይንሸት ዘሪሁን ሓላፊት ቢሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ህፃናትን ማሕበራዊ ጉዳይን ብምዃን ከምዝተሸሙ ኦኤምኤን ፀብፂቡ

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም