ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፀምቲ ኣካላት መሊስካ ንምውዳብ ዝቐረበሉ ኣዋጅ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ/ ሕዳር/15/ 2016 /ኢዜአ/ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፈፀምቲ ኣካላት መሊስካ ንምውዳብ ዝቐረበሉ ኣዋጅ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ።

ብመሰረት እዚ፦

1-ቢሮ ኢንዱስትሪን ልምዓትን

2-ቢሮ ስራሕን ክእለትን

3-ቢሮ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን

4-ቢሮ ፕላንን ልምዓትን

5-በዓል መዚ ምምሕዳር ትካላት ልምዓት መንግስቲ

6-ኮሚሽን ሕብረት ስራሕ

7-በዓል መዚ መግብን መድሓኒትን

8- በዓል መዚ ትራፊክ ማኔጅመንት

9-ኤጀንሲ ኣገልግሎት ሲቪል ምዝገባን ነባርነትን

10-ኤጄንሲ ምምሕዳር ልምዓትን መስርሒ ቦታታትን

11- በዓል መዚ ፍቓድን ቁፅፅርን ህንፀትን ኢዮም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም