መልእክቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

አዲስ አበባ/ሕዳር/15/2016/ኢዜአ/ ውልቀ-ታሪኽ ጉዕዞ ህይወት እማማ ፃሃይ  ዝትርኽ በእቶኑ እሳት ውስጥ ዘርእስቱ  መፅሓፍ ጠጠው ዘይብል ፈተና፤ ብፈተና ዘተፈተነ እምነት ዘፅነዖ ተጋድሎን ሃርበኝነትን ዓቐን ፅንዓት ዘርኢ ኮይኑ ረኺበዮ፡፡

 አብ ግዘ ንእስነት ፤ ብ ግዘ ሓዳር ብስርዓት ምፍታን ሕድሕድ ምድራዊት ህይወተን ብሙሉእ ፈተና ዝሓለፋ ብርትዕቲ ኣዶ  ፅንዓትን እምነትን ዓወት ኣብቂዕወን እዩ።

 ነዚ መፅሓፍ ዘንብብ ወለዶ ንዓርሱ እናፈተሸ ትብዓት ቆራፅነት ብልሒ ጥበብ ሰነቁ ነዊሕ ክጉዓዝ ይክእል እዩ

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም