ኢትዮጵያ ብሃፍቲ ማአድን ዝተዓደለት ትነኣድ ሃገር ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)



 

ኣዲስ ኣበባ/ ሕዳር/14/ 2016 /ኢዜአ/ኢትዮጵያ ብሃፍቲ ማአድን ዝተዓደለት ትነኣድ ሃገር ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(/) ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ነቲ ሃፍቲ ብምልማዕ ንመፃኢወለዶ  ዝሓሸት ሃገር ክነረክብ ኣለና ኢሎም።

ሎሚ መዓልቲ ዝተኸፈተ ኤክስፖ ማእድንን ቴክኖሎጂን ዓቕሚ ማአድን ኢትዮጵያ ብምርኣይ ኣብቲ ዓውዲ ዘሎ ኢንቨስትመንት ዘነቓቕሕ ኢዩ ክብሉ መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም