ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ፣ ሽረ፣ ዓዲግራትን ኣክሱምን  ኣገልግሎት 4ጂ ኢንተርኔት ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ/ ሕዳር/14/ 2016 /ኢዜአ/ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት 4 ኢንተርኔት ኣጀሚሩ።

ቺፍ መኮንን ቴክኖሎጂ ኢትዮ ቴሌኮም ታሪኩ ደምሴ  ኣብ ሰሜን ሪጅን ፅገና መስመር 1 ሺሕን 800 ኪሎ ሜትሮ ሓዊሱ 466 ጣቢያታት ሙሉእ ኣገልግሎት ናይ ምምላስ ስራሕ ተሰሪሑ ኢሎም።

ኣብ ካልኦት ከተማታት እቲ ኣገልግሎት ናይ ምጅማር ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም