ሩሲያ ኣብ ድርድር ሰላም ዩክሬን ሓዚ እውን ተስፋ ኣይትቆርፅን - ፕሬዚዳንት ፑቲን

 

ኣዲስ ኣበባ/ ሕዳር/13/ 2016 /ኢዜአ/ሩሲያ ኣብ ድርድር ሰላም ዩክሬን ተስፋ ኣይትቆርፅን ክብሉ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኣኼባ ሃገራት ጉጅለ 20 ብቪዲዮ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሩሲያ ምስ ዩክሬን ዝተገበሩ ድርድራት ሰላም እንትትቅበል ዩክሬን ብኣንፃሩ ድርድር ንዘይምግባር ገፃ ትዝር ከምዘላ ፀሪሖም

እቲ ኲናት ንክልቲአን ሃገራት ዘሕዝን ኣጋጣሚ ከምዝፈጠረ ብምግላፅ፥ እዚ ከመይ ደው ምባል ከምዝከኣል ክንሓስብ ኣለና ኢሎም ክብል ኣርቲ ፀብፂቡ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም