ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ኣብ ወቕቲ ክረምቲ ዝለምዐ ሩዝ ይእከብ ኣሎ

 

ወለጋ/ሕዳር 11/2016 (ኢዜኣ) ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ኣብ ወቕቲ ክረምቲ ዝለምዐ ሩዝ እናተኣከበ ምዃኑ ቤት ፅሕፈት ግብርና እቲ ዞባ ኣፍሊጡ።

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ግብርና እቲ ዞባ ኣይተ ፈይሳ ሃምቢሳ፤ ኣብቲ ዞባ ኣብዚ እዋን ክረምቲ ንመጀመርታ ግዜ 100 ሽሕ ሄክታር መሬት ብሩዝ ከምዝለምዐ ገሊፆም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም