ኤክስፖ ውድድር ተምሃሮ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ተኸፊቱ



 

ኣዲስ ኣበባ/ ሕዳር/1/ 2016 /ኢዜአ/ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ኤክስፖ ውድድር ተምሃሮ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ይካየድ ኣሎ።

እቲ መድረኽ ዳይሬክተር ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ውባየሁ ማሞ(/) ሓላፊ ቢሮ ቱሪዝምን ኪነ ጥበብን ኣዲስ ኣበባ ሂሩት ካሳውን(/) ኣብ ዝተረኸብሉ ብዕሊ ተኸፊቱ።

ኣብቲ መድረኽ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ተምሃሮ ኣብቲ ዓውዲ ዘማዕበልዎም ፍሪያታት የቕርቡ ከምዘለዉ ተፈሊጡ

ኣብቲ ኤክስፖ ብዓውዲ ሕክምና፣ ትምህርቲ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን፣ ምህንድስና ዝማዕበሊ ውፅኢታት ኣርተፊሻል ኢንተለጀንስ ቀሪቦም።

ካብ 47 ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ 3 ሺሕን 700 ፈጠራታት ስራሕ ተሳቲፎም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም