"ናይ ፅባሕ ኢትዮጵያ ኣባኻትኩም ዓብዪ ተስፋ ኣለዋ" - ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)


 

አዲስ አበባ/ሕዳር/1/2016/ኢዜአ/ ኣብ ስነ-ስርዓት ምረቓ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ኣብ ካምፕ ሰመር ብሰብ ሰራሕ ኣስተውዕሎት ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ካልኣይ ብርኪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (/) ተረኺቦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ተረኺቦም ነቶም ተመረቕቲ ተምሃሮ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ "ናይ ፅባሕ ኢትዮጵያ ኣባኻትኩም ዓብዪ ተስፋ ኣለዋ፤ በርቲዕኹም ንቕድሚት ስጉሙ" ኢሎም።

ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ኣብ መርሃ ግብሪ ኽረምቲ ስልጠና ሰብ ሰራሕ ኣስተውዕሎት እናተኸታተሉ ዝነበሩ ተምሃሮ ካልኣይ ብርኪ ሎማዓንቲ ኣመሪቑ።

ነቶም ተምሃሮ ኻልኣይ ብርኪ ፍልጠትን ክእለትን ሰብ ሰራሕ ኣስተውዕሎት ንምጥንኻርን ንምትብባዕን ዝዓለመ ' ተባሂሉ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም