ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንመፃረይ ፅዋዕ ዓለም ዝሳተፉ ዝርዝር ሽም ተፃወትቲ ዕላዊ ኮይኑ - ኢዜአ ትግርኛ
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንመፃረይ ፅዋዕ ዓለም ዝሳተፉ ዝርዝር ሽም ተፃወትቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ/ ጥቅምቲ/30/ 2016 /ኢዜአ/ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንመፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ዝሳተፉ ዝርዝር ሽም ተፃወትቲ ዕላዊ ገይራ።
ኣሰልጣኒ ገብረመድህን ሃይሌ ምስ ሴራሊዮንን ቡርኪና ፋሶን ንዝግበር ፀወታ ዘሰልፍዎም 23 ተፃወትቲ ምፍላዮም ሓቢሮም።
እታ ሃገራዊት ጋንታ ኣብ ወርሒ ሕዳር መጀመርታ ፀወታኣ ምስ እተን ሃገራት ንምክያድ ፅባሕ ናይ መወዳእታ ልምምዳ ብምስራሕ ኣማሲያ ናብቲ ስፍራ ክተቅንዕ እያ ተባሂሉ።