ሲምፖዜም ዓለም ለኸ ሕብረት ኣስትሮኖሚ ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ እዩ


 

ኣዲስ ኣበባ/ጥቅምቲ 30/2016 (ኢዜኣ) ዓለም ለኸ ሕብረት ኣስትሮኖሚ መበል 386 ሲምፖዜም ካብ 3 ሕዳር ጀሚሩ ንተኸታተልቲ 5 መዓልትታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከካይድ እዩ።

እቲ ሲምፖዜም፤ ̎ሓድግታት ፀሊም ሰማይን ስነ ፈለክን ቱሪዝም ኣስትሮ ንምዕባይ ዘለዎም እጃም̎ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ሓሳብ እዩ ክሳለጥ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም