አብ ክልልጋምቤላ ብሰንኪ ውሒጅ ንተመዛበሉ ወገናት ድግፍ ተዋሂቡ

 

ጋምቤላ / መስከረም/ 18 /2016/ኢዜአ/ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ አብ ክልል ጋምቤላ ሎሚቅነ ተከሲቱ ብዝነበረ ሓደጋ ውሕጅ ንተመዛበሉ ወገናት ብ ልዕሊ 3 ሚሊዮን ብር ግምት ዘለዎም ናውትታት ደገፍ ምሃቡ አፍሊጡ።

አብ ክልል ጋምቤላ ብሰንኪ ውሕጅ ንተመዛበሉ ወገናት ዝተገበረ ደገፍ ንከተማ ጋምቤላ ሓዊሱ ልዑል መጉዳእቲ ንዝወረዶም አብ ሓሙሽተ ወረዳታት ዝርከቡ ዓቅመ ድኩማንን ዝተጎድኡ ወገናትን ብሓፈሻ ን475 ስድራቤታት ምኩኑ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጨንፈር ጋምቤላ አይተ ቼንኮት ዴቪድ  ገሊፆም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም