ጎፋ "ጋዜ ማስቃላን" የኦይዳ "ዮኦ ማስቃላ" አብ ከተማ ሳውላ ይክበር አሎ - ኢዜአ ትግርኛ
ጎፋ "ጋዜ ማስቃላን" የኦይዳ "ዮኦ ማስቃላ" አብ ከተማ ሳውላ ይክበር አሎ

ሀዋሳ /መስከረም /15/2016 /ኢዜአ/ጎፋ "ጋዜ ማስቃላን" የኦይዳ "ዮኦ ማስቃላ" አብ ከተማ ሳውላ ይክበር አሎ ።
ሲምፖዝየም ባህልን ቋንቋ ብሄራት ጎፋን ኦይዳን እናተካየደ እዩ።
ማስቃላን" "ዮኦ ማስቃላን" አብ ክልቲኦም ብሄራት ካብ ምስከረም 15 ጀሚሩ ንተከታተልቲ 15 ምዓልትታት ብዝተፈላለዩ ስነ -ስርዓታትን ፀጋታትን ማዕሪጉ ዝክበር እዩ።