ኢትዮጵያ ብውድድር መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ ን ብ1500 ሜትሮ ጉያን  ክልተ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ

 

ኣዲስ ኣበባ / ነሓሰ/17/ 2015 /ኢዜአ/ኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ብውድድር መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ ብኣትሌት ለሜቻ ግርማ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ።

ኣብቲ ውድድር ሞሮኳዊ ኣትሌት ኤል ባካሊ ቀዳማይ ብምዃን ተዓዊቱ።ብካልእ ዜና

ኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ብውድድር ጉያ 1500 ሜትሮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ።

እቲ ሜዳሊያ ብኣትሌት ድርቤ ወልተጂ ኢኡ ተረኺቡ።

ኬኒያዊት ኣትሌት ፌዝ ኪፕዬጎን ድማ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ኣብቲ ውድድር ተዓዊታ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም