መበል ታሽዓይ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ፅባሕ ኣብ ቡዳፔስት ሃንጋሪ ክጅመር 'ዩ። - ኢዜአ ትግርኛ
መበል ታሽዓይ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ፅባሕ ኣብ ቡዳፔስት ሃንጋሪ ክጅመር 'ዩ።

አዲስ አበባ /ነሓሰ/12/2015/ኢዜአ/ ኣዝዩ ዘሀንጥውን ብስድራ ኣትሌቲክስ ትፅቢት ዝግበረሉን ዝኾነ እዚ ውድድር ምሸት ካብ ሰለስተ ሰዓትን 55 ደቒቓን (3:55) ጀሚሩ ክካየድ 'ዩ።
ኣብቲ ዕለት ካብ ዝግበሩ ውድድራት 'ውን ፍፃመ 10 ሽሕ ሜትር ደቁ ኣንስትዮ ብሃንቀውታ ትፅቢት ዝግበረሉ እዩ።
በቲ ርሕቐት ኣብ ዝግበር ንሕንሕ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት እቲ ዝተለመደ ግምት ሰዓራይነት ዝተውሃበን እንትኸውን ኢትዮጵያ 'ውን ካብቲ ሻምፒዮና ፈላማይ ሜዳልያ ካብዚ ንሕንሕ ትፅቢት ትገብር።
ኣብ ታሪኽ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ብ10 ሽሕ ሜትር ደቂ ኣንስትዮ ሸሞንተ ወርቂ፣ ሸሞንተ ብሩሪን ኣርባዕተ ነሓስን ብድምሩ 20 ሜዳልያታት ብምምዝጋብ ቀዳመይቲ ሃገር 'ያ።
ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ታሪኽ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም -ኽ ?