ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ብ3 ሺሕ ሜትር ኣብ ፓሪስ ብውድድር ዳይመንድ ሊግ መሰናክል ዘመዝገቦ ሰዓት ክብረ ወሰን ዓለም ብምዃን ተመዝጊቡ።

 

ኣዲስ ኣበባ /ነሓሰ/2/ 2015 /ኢዜአ/ኣትሌት ለሜቻ ግርማ 3 ሺሕ ሜትር ኣብ ፓሪስ ብውድድር ዳይመንድ ሊግ መሰናክል ዘመዝገቦ ሰዓት ክብረ ወሰን ዓለም ብምዃን ተመዝጊቡ።

ኣትሌት ለሜቻ ነቲ ውድድር 7 ደቒቓን 52 ሰከንድን 11 ማይክሮ ሰከንድን ዛዚሙ።

እቲ ክብረ ወሰን ብኬንያዊ ኣትሌት ቢያትሪስ ቸቤኮች 7 ደቒቓ 53 ሰከንድን 63 ማይክሮ ሰከንድን ተታሒዙ ዝፀንሐ ምዃኑ ካብ ኣትሌቲክስ ዓለም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም