ኣብ ዳይመንድ ሊግ ለንደን ጉዳፍ ፀጋይ ተዓዊታ

 

አዲስ አበባ /ሓምለ/2015/ኢዜአ/ ኣብ ለንደን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ዳይምንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ተዓዊታ፡፡

ጉዳፍ ፀጋይ እቲ ርሕቐት ንምዝዛም 14 ደቒቕ 12 ሰከንድ ዝወሰደላ እንትኸውን÷ ንተናሓናሕታ ኣትሌት ሲፈን ሓሰንን ብያትሪስ ቺቤትን ብምቕዳም ኢያ ብዓወት ዛዚማ፡፡

ኣብቲ ርሕቐት ኬንያዊት ኣትሌት ብያትሪስ ቺቤት 2ይቲ ከምኡ እውን ትውልደ ኢትዮጵያዊትን ንኔዘርላንድስ ትጎዪ ኣትሌት ሲፈን ሓሰን 3 ደረጃ ብመሓዝ ዛዚመን፡፡

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም