ኣብ መበል 20 ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ስፖርት ማይ ዝሳተፉ ኣባላት ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩሎም።

 

ኣዲስ ኣበባ/ ሓምለ/14/ 2015/ ኢዜአ/ኣብ መበል 20 ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ስፖርት ማይ ዝሳተፉ ኣባላት ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩሎም።

ኣብ ጃፓን ፎካካ ኣብ ዝሳለጥ ሻምሪዮና ኢትዮጵያ ብሓደ ወዲ ተባዕታይን ጓል ተንስተይቲን ኣትሌታት 50 ሚትሮ ሓመሳ ክትካፈል ኣያ።

እቲ ውድድር ካብ 14 ክሳብ 21 ሓምለ ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ ትፅቢት ይግበር።

ኣብቲ ሻምፒዮና ካብ 195 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ 2 ሺሕን 392 ኣትሌታት ክሳተፉ ኢዮም

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም