ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ኣብ ከተማ ጩኮ ብ30 ሚልዮን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ጥዕና ጣብያ መሪቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይሮም - ኢዜአ ትግርኛ
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ኣብ ከተማ ጩኮ ብ30 ሚልዮን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ጥዕና ጣብያ መሪቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይሮም
ጭኮ/ሰነ 22/2015 (ኢዜኣ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ኣብ ከተማ ጩኮ ብ30 ሚልዮን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ጥዕና ጣብያ መሪቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይሮም።
ኣብ ስነስርዓት እቲ ምረቓ፤ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል፣ኣባላት ካቢኔ እቲ ክልል፣ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ምምሕዳር ከተማን ነበርትን ተረኺቦም።
እቲ ጥዕና ጣብያ፤ ን53 ሽሕ ነበርቲ ከተማ ጩኮን ከባቢኡን ኣገልግሎት ከምዝህብ ተገሊፁ።