ዒድ ሙባረክ፡ ኩሉ ኣም ዋንቱም ብኻህር። - ኢዜአ ትግርኛ
ዒድ ሙባረክ፡ ኩሉ ኣም ዋንቱም ብኻህር።

መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም - ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፋ መሀመድ ኡመር
አዲስ አበባ /ሰነ/21/2015/ ኢዜአ/ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፋ መሀመድ ኡመር እንኳዕ ንዒድ ኣል አድሃ ዓረፋ በዓል ኣብፀሐኩም ክብሉ ንማሕበረሰብ እቲ ከባብን ንምላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና መልእኽቲ ኣተሓላሊፎም።
እቶም ፕሬዝዳንት ንማሕበረሰብ እቲ ከባቢ ብልፅግና ተምኒዮም።
ብኻል ገፅ ኣብ ቀብሪደሃር ብግፍዒ ዝተቐተሉ ወገናትን ማሕበረሰብ እቲ ከባቢ ፅንዓት ተመኒዮም።
ዒድ ሙባረክ፡ ኩሉ ኣም ዋንቱም ብኻህር።