ሃገራዊ ውድድር ፈጠራ ስራሕ ክካየድ እዩ-ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን

ኣዲስ ኣበባ/ግንቦት 25/2015(ኢዜኣ) ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን'ሃገራዊ ውድድር ሓሳብ ፈጠራ ንግዲ ብሩህ ኢትዮጵያ 2015'ከካይድ እዩ።

ብሄራዊ ውድድር ሓሳብ ፈጠራ ስራሕ ንግዲ ብሩህ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ሚኒስትር ዲኤታ ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን መግለፂ ሂቦም።

ካብ 28 ግንቦት 2015 / ጀሚሩ ካብ ዝተፈላሌ ከባብታት እታ ሃገር ዝተውፃእፅኡ 200 ሰብ ፍሉይ ውህብቶታት ናብ ቤት ትምህርቲ መዕበዪ ውህብቶ ቡራዩ ኣትዮም ብኢንተርፕርነርሺፕ፣ሓሳብ ናብ ተግባር ምቕያርን ኣመሰራርታ ንግድን ብዝምልከት ስልጠና ከምዝወሃቦም ገሊፆም።

ካብቶም 200 ሰልጠንቲ 70 ተወዳደርቲ ተፈልም ኣብ ቅድሚት ዳያኑ ውድድር ከካይዱ እዮም ኢሎም።

እቲ ስልጠና ድሕሪ ምዝዛሙ ኣብ ዝግበር ውድድር 50 ኣሸነፍቲ ንሕድሕዶም ሽልማት ገንዘብ መበገሲ ስራሕ ከምዝወሃቦም ሓቢሮም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም