ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኢዜኣ ንመበል 12 ግዜ ደም ለጊሶም

61

ኣዲስ ኣበባ/ግንቦት 25/2015(ኢዜኣ) ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኢዜኣ ንመበል 12 ግዜ ደም ለጊሶም።

"ብሕፅረት ደም ሰብ ክመውት የብሉን"ዝብል ቅዋም ውድብ ጥዕና ዓለም ተግባራዊ ንምግባር ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዜጋታት ደም ምልጋስ ከም ባህሊ ቀፂሎምሉ እዮም።

ኣብ ኢትዮጵያ ብሕፅረት ደም ሰባት ንከይሞቱ በብ 3 ወርሒ ልዕሊ 1 ሚልዮን ሰባት ደም ክልግሱ ኣለዎም።

ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ናይ ኢትዮጵያ ዜና ኣገልግሎት ናይቲ ፀገም ብምርዳእ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ደም ብምልጋስ ዝለዓለ ኣስተዋፅኦ እናገበሩ እዮም።

ስለዝኾነ እውን ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኢዜኣ ንመበል 12 ግዜ መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም ኣካይዶም።

እቶም ደም ዝለገሱ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን እቲ ትካል፤ ደም ብምልጋሶም ሕጉሳት ምዃኖም ሓቢሮም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም