መንግስቲ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ንሪዞርት ሃላላ ኬላ ብዕሊ ተረኪቡ ።

74

አዲስ አበባ ግንቦት 24/2015(ኢዜአ)፦አካል ፐሮጀክት ገበታ ሀገርዝኮነ ን አብ ትሕቲ ክላስተር ፐሮጀክት ኮይሻ ዝለምዐ ሪዞርት ፣ ክልላዊ መንግስቲደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሎሚ ብዕሊ ተረኪቡ ።

ነቲ ሪዞርትሐላላ ኬላ ሪዞርትብዝብል ስያመ ንምምሕዳር መንግስቲ እቲ ክልል ምስ ፓራዳይዝ ሎጆታት፤ ሪዞርትታትን  ሆቴላትን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር አብ ስምምዕነት ምብፅሑ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ገሊፁ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም