ውዳበ ህዝቢ ክልል ሲዳማ ሕቶታት ህዝቢ ንመድረክ ሃገራዊ ምክክር ክቅርቡ ሓላፍነቶም ከም ዝፍፅሙ ገሊፆም።

 

ሀዋሳ/ ግንቦት/ 24/2015 (ኢዜአ)ውዳበ ህዝቢ ክልል ሲዳማ ሕቶታት ህዝቢ ንመድረክ ሃገራዊ ምክክር ክቅርቡ ሓላፍነቶም ከም ዝፍፅሙብኮምሽን ሃገራዊ መድረክ ምክከረ ብታሓባባራይነት ዝተፈለዩ አወዳድባ ህዝቢ ክልል ሲዳማ አፍሊጦም

ከሚሽን ሃገራዊ ምክከር ንምታሓባበርቲ አካላት አብ ከተማ አዋሳ አብ ዘዳለዎ ስልጠና ዝተሳተፉ ተወከልቲ ደቂ አንስትዮ ጉዳአት አካል ናይ እድርን ፓርትታት ፖለቲካ ንኢዜአ አብ ዝሃብዎ ሪኢቶ ስራሕ እቲ ኮሚቴ ብዓዎት ንክዛዘም ዘይተቆጠበ ተሳትፎ ዜጋታት ከም ዘድልይ ሓቢሮም

ኮይኑ እውን አብቲ ምክክር ዝሳተፉ ተወከልቲ ሕብረተሰብ ከይ ዲ ምምራፅ ዕውት ንከክውን ሓላፊነቶም ብግቡእ ክፍፅሙ ድልዋት ምኩኖም ገሊፆም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም