ሎሚቅን ብዝወቅዕ ዝናብ ኣብ ቦረና ቀለብ እንስሳትን ሰሊጥን ብበዝሒ ፈርዩ ። ሓደ ዓመት ኣብ ዘይመልአ ካብ ድርቂ ናብ ኣፍራይነት ምቕያር ተስፋ ዝህብ ኢዩ ።

54

ሎሚቅን ብዝወቅዕ ዝናብ ኣብ ቦረና ቀለብ እንስሳትን ሰሊጥን ብበዝሒ ፈርዩ ሓደ ዓመት ኣብ ዘይመልአ ካብ ድርቂ ናብ ኣፍራይነት ምቕያር ተስፋ ዝህብ ኢዩ

ማይ ብምዕቛርን ብአግባቡ ብምጥቃምን  ከይተፀገምና ክንሓልፎ ኢና።

እንተ አልሚዔናን እንተፍሪናን ድክነት ንሓንሳእን ንሓዋሩን ካብ ሃገርና ክጠፍእ እዩ -ቀዳማይ ሚኒስቴረ አብይ አሕመድ

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም