ኢንስቲትዩት ሚቲዮሮሎጂ ኢትዮጵያ ምስ ምምሕዳር ሚቲዮሮሎጂ ቻይና ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ

 

ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ሚቲዮሮሎጂ ኢትዮጵያ ፈጠነ ተሾመጎኒ ንጎኒ መበል 19 ኮንግረንስ ትካል ሚቲዮሮሎጂ ዓለም ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዝተፈላለያ ትካላት በምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ፈፂሞም።

ኣብቲ ስምምዕነት፥ ኢንስቲትዩት ሚቲዮሮሎጂ ኢትዮጵያ ምስ ምምሕዳር ሚቲዮሮሎጂ ቻይና ከምዝተፈራረመ ካብቲ ኢነስቲትዩት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም