ኢንስቲትዩት ሚቲዮሮሎጂ ኢትዮጵያ ምስ ምምሕዳር ሚቲዮሮሎጂ ቻይና ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ - ኢዜአ ትግርኛ
ኢንስቲትዩት ሚቲዮሮሎጂ ኢትዮጵያ ምስ ምምሕዳር ሚቲዮሮሎጂ ቻይና ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ
128
ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ሚቲዮሮሎጂ ኢትዮጵያ ፈጠነ ተሾመጎኒ ንጎኒ መበል 19 ኮንግረንስ ትካል ሚቲዮሮሎጂ ዓለም ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዝተፈላለያ ትካላት በምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ፈፂሞም።
ኣብቲ ስምምዕነት፥ ኢንስቲትዩት ሚቲዮሮሎጂ ኢትዮጵያ ምስ ምምሕዳር ሚቲዮሮሎጂ ቻይና ከምዝተፈራረመ ካብቲ ኢነስቲትዩት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።