አብ ረቂቅ አዋጅ ምትእስሳር እንዱስትሪ ን ትካላት ምርምር ስልጠና ሞያ ቴክንክን ላዕለዎት ትምህርቲ ዐላዊ መድረክ ምክክር ህዝቢ እናተካየደ እዩ ። - ኢዜአ ትግርኛ
አብ ረቂቅ አዋጅ ምትእስሳር እንዱስትሪ ን ትካላት ምርምር ስልጠና ሞያ ቴክንክን ላዕለዎት ትምህርቲ ዐላዊ መድረክ ምክክር ህዝቢ እናተካየደ እዩ ።
60
አዲስ አበባ/ ግንቦት/ 23/2015(ኢዜአ):-አብ ረቂቅ አዋጅ ምትእስሳር እንዱስትሪ ን ትካላት ምርምር ስልጠና ሞያ ቴክንክን ላዕለዎት ትምህርቲ ዐላዊ መድረክ ምክክር ህዝቢ እናተካየደ እዩ ።
ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ወፍሪ ስራሕን ቴክኖሎጂ ን ልምዓት ሃፍቲ ሰብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ አብ ረቂቅ አዋጅ ምትእስሳር እንዱስትሪ ን ትካላት ምርምር ስልጠና ሞያ ቴክንክን ላዕለዎት ትምህርቲ ዐላዊ መድረክ ምክክር ህዝቢ ዘተ እናሳለጠ ምክኑ ተገሊጹ።
እቲ ረቂቅ አዋጅ ንውጺኢታት ምርምር ላዐለዎት ትምህርቲ ምስ እንዱስትሪ ብምትእስሳር ንዜጋታት ስራሕ ዕድል ንምፍጣርን ስግግር ፍልጠት ንክህልዎ ረብሓ ከምዝህልዎ ተገሊጹ አሎ ።
እቲ አዋጅ አብቲ ዘፈር ዘሓይሽ ውፂኢት ንምምፃእ ከምዝሕግዝ ተመልኪቱ አሎ።