ኣብ ኣሰራርሓ ትካላት ሲቪክ ማሕበረሰብ ዝተገበረ ምምሕያሽ ሕጊ ኣብ ልምዓት ማሕበረሰብ ብነፃነት ንክሰርሑ ዘኽኣለ ምዃኑ ተገሊፁ

 

ኣዲስ ኣበባ/ግንቦት 23/2015 (ኢዜኣ) ኣብ ኣሰራርሓ ትካላት ሲቪክ ማሕበረሰብ ዝተገበረ ምምሕያሽ ሕጊ ስርዓት ህንፀት ሰላምን ዲሞክራስን ንክድግፉ ብምግባር ኣብ ልምዓት ማሕበረሰብ ብነፃነት ንክሰርሑ ከምዘኽኣለ ተሓቢሩ።

2 ምዕራፍ መርሃ ግብሪ ደገፍ ትካላት ሲቪክ ማሕበረሰብ"ናብ ዝሓሸ ምህዳር ሲቪክ፣ዕድላትን ፈተናታትን" ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ምኽክር እናተኻየደ እዩ።

ኣብ መኽፈቲ እቲ መድረኽ ምኽክር፤ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣መሓዙት ልምዓትን ሰብኣውን፣ተወከልቲ ትካላት ሲቪክ ማሕበረሰብን ካልኦት ትካላትን ተረኺቦም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም