ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስርዕ አኬብኡ ምስላጥ ጀሚሩ - ኢዜአ ትግርኛ
ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስርዕ አኬብኡ ምስላጥ ጀሚሩ

አዲስ አበባ/ ግንቦት/ 22/2015 (ኢዜአ) ፦ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስርዕ አኬብኡ ምስላጥ ጀሚሩ ።
እቲ ፈፃሚ ስራሕ አክቡኡ ዝጀመረ አብ ቀረባ እዋን ብዘሕዝን ኩነታት ሂወቶም ንዝሳአኑ አባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና አይተ ግርማ የሺጥላ ፀሎተ ሂሊና ብምብፃሕ እዩ።
እቲ ኮሚቴ አብ ዝህልዎ ፃንሒት አብ ጉዳያት ሃገራዊ ከምኡውን አብ ጉዳያት እቲ ፓርቲ ዓሚቅ ገምጋም ብምክያድ ውሳነታትን ቀፃሊ አንፈታትን ከቅምጥ እዩ ተባሂሉ ትፅቢት ይግበር ።
ንዘተ አብ ዝተዳለዉ ሰነዳት ሓበራዊ ገምጋም ብምክያድ መለእ ህዝቢ ብምስታፍ ንዝዐወቱ ትልምታት ጉዑዞ ብልፅግና ብዝምልከት እውን ዝዝቲ ምክኑ ተገሊፁ አሎ።