ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎን ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ደቡብን ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ዑደት ገይሮም - ኢዜአ ትግርኛ
ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎን ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ደቡብን ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ዑደት ገይሮም

አዲስ አበባ ግንቦት 18/2015 (ኢዜአ)፦ንአፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ሓዊሱ ላዐለዎት አመራርሓ ክልል ደቡብ አብ ሙዝየም ሳይንስ ዝተዳለወ አወደ ራእይ ግብርና ሳይንስ ታዓዚቦም ።
አፈ ጉባኤባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ን ላዐለዎት አመራርሓ ክልል ደቡብ አብ ሙዝየም ሳይንስ ዝተዳለወ አወደ ራእይ ግብርና ሳይንስ ተመልኪቶም ።
አፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ አብ ዝተረክብሉ ላዕለዎት አመራርሓ ክለለ ደቡብ ከም እውን ሓረስቶት‹‹ካብ ቤተ ፈተነ ናብ አዝመራ ›› አብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ሓሳብ አብ ሳይንስ ሙዝየም አብ ዝተዳለወ አውደ ራአይ ሎሚ ተመልኪቶም ።
ኣብቲ ዓውደ ርእይ፥ ስራሕቲ ምህዞ፣ ዲጅታላይዜሽንን ፋይናንስ ግብርናን ዝጠመተ ዘበናዊ ቴክኖሎጂታት ንህዝቢ ምርኢት ቀሪቦም።
ብመሰረት እዚ ኣፈ ጉባዔ ታገሰ ጫፎን ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ደቡብን ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ሎሚ መዓልቲ ዑደት ገይሮም።