ጊዮርጊስን --ባህርዳርን - ኢዜአ ትግርኛ
ጊዮርጊስን --ባህርዳርን

ተናሓናሕቲ ፅዋዕ ባህር ዳር ከተማን ቅዱስ ጊዮርጊስን ዘካይድዎ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ
አዲስ አበባ ግንቦት 18/2015 (ኢዜአ):-መበል 26 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪመየረ ሊግ ኢትዮጵያ ተናሓናሕቲ ፅዋዕ ባህር ዳር ከተማን ቅዱስ ጊዮርጊስን ዘካይድዎ ፀወታብአፍቀርቲ ኩዖሶ እግሪ ዐብይ ግምት ተዋሂብዎ አሎ ።
መን ይስዕር -----ሎሚ ምሽት ሳዓት 12 እቲ ሸወታ ክጅመር እዩ