መበል 60 ዓመት ሕብረት አፍሪካ ይክበር አሎ - ኢዜአ ትግርኛ
መበል 60 ዓመት ሕብረት አፍሪካ ይክበር አሎ

አዲስአበባ /ግንቦት/17/2015/ኢዜአ/ ንይ ቀደም ውድብ ሓድነት አፍሪካ ናይ ሓዚ ሕብረት አፍሪካ መበል 60 ዓመቱ ብተፈላለዩ ምርሃ ግብርታት ይክበር አሎ ።
ናይ ሎሚ 60 ዓመት ከም አቅፃፅራ አውረፓውያን ግንቦት 25 /1963 ዓ/ም ንተመስረተ ሕብረት አፍሪካ ንምጥንካር ኢትዮጵያ ብቆራፅነት ክትቅፅለሉ እያ ።