መበል ካልኣይ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ማሕበራዊ ሓለዋ ይሳለጥ ኣሎ - ኢዜአ ትግርኛ
መበል ካልኣይ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ማሕበራዊ ሓለዋ ይሳለጥ ኣሎ

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ከምዝተረኸቡ ኣብ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።