መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ

 

ኢትዮጵያ ንምልዋጥ መፍተሒ ተኮር ምዃን ግድን እዩ።

ዝተፈላለየ ብቕዓትን ክእለትን ዘለዎም መናእሰይ ስራሕቲ ፈጠራታት ዘቕረብሉ ሃገር ለኸ ውድድር ክእልት ሎሚ ተጀሚሩ።

ንበርትዕ፣ ንፍጠር ፣ፈተና ንምሕላፍ ኣብ መፍትሒ ነድህብ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም