ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ተጀሚሩ

619

 

ኣዲስ ኣበባ/ ግንቦት/8/ 2015 (ኢዜአ)ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ከምዝተጀመረ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ገሊፁ።

መበል 52 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ብራኸ ዝላ ደቂ ኣኒስቲዮ፣ መዛዘሚ ብራኸ ዝላ ደቂ ተባዕቲዮ ከምኡወን ብ800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮን ደቂ ኣኒስቲዮን መፃረዪ ውድድር ተኻይዱ።

ካብ 19 ክሳብ 27 ታሕሳስ 2023 ዓ.ም.ፈ ኣብ ሃንጋሪ – ቡዳፔስት ኣብ ዝካየድ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ቅዋሞም ንምፍታሽ ዕድል ንክረኽቡ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ብተወሳኺ ኣብ ክልልት፣ ምምሕዳራት ከተማን ማእኸላት መሰልጠኒን ንዝርከቡ ኣትሌታት ዕድል ውድድር ነምፍጣር፣ ተካእቲ ኣትሌታት ነምፍራይ ዝዓለመ ከመዝኾነ ኣብቲ ፌዴሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም