ተወዳዳሪ ስጉሚ ኣትሌት ምስጋና ዋቁማ ንሃገሩ ወርቂ ኣምፂኡ

646

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዝያ/ 24/ 2015 (ኢዜአ)ኣብ ዛምቢያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ስጉሚ ትሕቲ 20 ዓመት ኢትዮጵያ ብኣትሌት ምስጋና ዋቁማ ወርቂ ረኺባ፡፡

ኣትሌት ምስጋና ዋቁማ ብ10 ሺህ ሜትሮ ውድድር ስጉሚ ቀዳማይ ብምውፃእ ንሃገሩ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኡ፡፡

ኣብ ዛምቢያ ንዶላ÷ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ትሕቲ 20 ን 18ን ዓመት እናተኻየደ ይርከብ፡፡

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም