ኣብ 5ይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 6 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፈልሲ ክትከል ኢዩ - ኢዜአ ትግርኛ
ኣብ 5ይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 6 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፈልሲ ክትከል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ/ ሚያዝያ /4/ 2015 (ኢዜአ)ኣብ 5ይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብብርኪ ሃገር 6 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፈልሲ ንምትካል ትልሚ ከምዝተትሓዘ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
45 ሚኢታዊ ዝኸውን ንደኒ ዝውዕል እንትኸውን፥ ዝተረፈ 55 ሚኢታዊ ድማ ንጥሙር ሕርሻን ፍረምረን ዝውዕል ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡